ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  1. 1. ብኸመይ ኢና ‘ንየሆዋ ተሃንጢና እንጽበዮ’፧ (መዝ. 130:5, 6)

  2. 2. ኣብ ኣጸጋሚ እዋናት፡ ንየሆዋ ብህንጥዮት ክንጽበዮ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ኣን. 2:3, 4፣ 2 ጢሞ. 4:2፣ ሉቃ. 2:36-38)

  3. 3. ንመዓልቲ የሆዋ እናተጸበና ንግዜና ብዝበለጸ ኽንጥቀመሉ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (2 ጴጥ. 3:11-13)

  4. 4. ብድሆታት ኬጋጥመና ኸሎ ንየሆዋ ብምትእምማን እንጽበዮ ስለምንታይ ኢና፧ (መዝ. 62:1, 2, 8, 10፣ 68:6፣ 130:2-4)

  5. 5. ‘ዓስቢ ጻድቕ’ ምእንቲ ኽንረክብ እንታይ ክንገብር ኣሎና፧ (መዝ. 58:11)

© 2023 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

CA-copgm24-TI