ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሓጺር ሓበሬታ፦ ዓለምለኸ

  • ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣምልኾኦም ዜካይዱሉ ሃገራት፦ 239

  • ናይ የሆዋ መሰኻኽር፦ 8,816,562

  • ብናጻ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚግበረሎም ሰባት፦ 7,281,212

  • ኣብ ዓመታዊ በዓል ዝኽሪ ሞት ክርስቶስ እተኣከቡ ሰባት፦ 20,461,767

  • ጉባኤታት፦ 118,177

 

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኣብ መላእ ዓለም እንነብርን ካብ ብዙሕ ዓሌታትን ባህልታትን ዝመጻእናን ኢና። ኣጸቢቕና እንፍለጥ ብዕዮ ስብከትና እኳ እንተ ዀነ፡ ንማሕበረሰብና ብኻልእ ኣገዳሲ መገድታት እውን ንሕግዞም ኢና።

ነዚ እውን ርአ

መጻሕፍትን ብሮሹራትን

ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2023

ካብ መስከረም 2022 ክሳዕ ነሓሰ 2023 እተኻየደ ዓለምለኻዊ ዕዮ ስብከት ናይ የሆዋ መሰኻኽር።

ግምቢ ዘብዐኛ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታዎት እዮም፧

ኣረኣእያኻ ምስቲ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ እተጠቕሰ ርእይቶታት ዚመሳሰል ድዩ፧