ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ሰነ 2024

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 12 ነሓሰ–8 መስከረም 2024 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 23

ኣጋይሽ የሆዋ ንምዃን ዝቐረበልና ዓብዪ ዕድመ

ኣብ 12-18 ነሓሰ 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 24

ንዘለኣለም ጋሻ የሆዋ ኹን!

ኣብ 19-25 ነሓሰ 2024 ዚጽናዕ።

ታሪኽ ህይወት

የሆዋ ንጸሎተይ ኣቕሊቡሉ

ማርሰል ጂሌ ኻብ ንእስነቱ ኣትሒዙ የሆዋ “ሰማዕ ጸሎት” ምዃኑ ዝኣመነ ብኸመይ እዩ፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ገሊኦም ሰባት ነቲ ኣብ መዝሙር 12:7 ዘሎ “ኽትሕልዎም” ዚብል ቃል ምስ “ቃላት የሆዋ” (ፍቕዲ 6) ኼተኣሳስርዎ ኸለዉ፡ ኣብ ትርጉም ሓዳስ ዓለም ግና ብንጹር ምስቶም “ውጹዓት” (ፍቕዲ 5) ተኣሳሲሩ ዘሎ ስለምንታይ እዩ፧

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 25

የሆዋ “ህያው ኣምላኽ” ምዃኑ ዘክር

ኣብ 26 ነሓሰ–1 መስከረም 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 26

ንየሆዋ ኸውሕኻ ግበሮ

ኣብ 2-8 መስከረም 2024 ዚጽናዕ።