ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኢሪን ሆፍ ሎራንሶ፦ ሓንቲ ኽኢላ መጥባሕቲ ዓጽሚ ብዛዕባ እምነታ ዝገለጸቶ

ኢሪን ሆፍ ሎራንሶ፦ ሓንቲ ኽኢላ መጥባሕቲ ዓጽሚ ብዛዕባ እምነታ ዝገለጸቶ

ኢሪን ኣብ መዛርዕ በበይኖም ህይወታውያን ዘሎ ምስስላት ንኽልሰ ሓሳብ ፍልቀት ዚድግፍ ይመስላ ነይሩ። ኣብ ሕክምና እግሪ ኽትዓዪ ኸላ ግና፡ ንእምነታ ኣብ ሕቶ ኣእተወቶ።