ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መንግስቲ ኣምላኽ

መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧

መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ካልኦት መንግስትታት እትበልጸሉ ምኽንያት ርአ።

መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ልብኻ ድያ ዘላ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ “መንግስቲ ኣምላኽ እንሃ፡ ኣብ ውሽጥኹም አላ” ኺብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ፧

መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧

መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ኽትገዝእ ምስ ጀመረት ብዛዕባ እትገብሮ ነገራት ተምሃር።

መስርዕ ፍጻመታት መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ዓመተ 1914 እንታይ ይሕብር፧

እቲ ኣብ ዳንኤል ምዕራፍ 4 ዚርከብ ትንቢት “ሸውዓተ ግዜያት፡” ንግዝኣት ደቂ ሰብ ኣጸጋሚ ዅነታት ከም ዜጋጥሞ ይሕብር እዩ።

ኣብ ምድሪ ሰላም ዚሰፍን ብኸመይ እዩ፧

ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ብመንግስቱ ኣቢሉ ኣብ ዓለምና ሰላም ከም ዜምጽእ ዝኣተዎ መብጽዓ ፍለጥ።

“መፋትሕ መንግስተ ሰማያት” እንታይ እዩ፧

እዘን መፋትሕ እንታይ እየን ዚኸፍታ፧ ንመን እየን ዚጠቕማ፧ መንከ እዩ ዚኸፍተለን፧