ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ተነዲፉ ድዩ፧

ዘይሃስስ ሕብርታት ኣዕዋፍ

ዘይሃስስ ሕብርታት ኣዕዋፍ

ሰብ ዝሰርሖ ቦያ ዀነ ዓለባ እናሓደረ ኺሃስስ ከሎ፡ ሕብርታት መብዛሕትአን ኣዕዋፍ ግና ድሙቕን ውዕዉዕን ኰይኑ ዚቕጽል ስለምንታይ እዩ፧