ተነዲፉ ድዩ፧ ጻጸ መገዲ ኸይዕጾ ዚጥቀሙሉ ሜላ ኣጻውት ጻጸ መገዲ ኸይዕጾ ዚጥቀሙሉ ሜላ ጻጸ ብባህረት መገዲ ኸይዓጸዉ ብዙሓት ኰይኖም ይዓይዩ እዮም። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ተነዲፉ ድዩ፧ ስነ ፍልጠትን መጽሓፍ ቅዱስን እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ንቕሑ! ክሳድ ጻጸ እዚ ሓሰኻ ኻብ ኣካላቱ ንላዕሊ ተዓጻጻፊ ኽብደት ንዘለዎ ነገር ኪስከም ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ ተነዲፉ ድዩ፧ ጸራባይ ጻጸ ዘለዎ መጽረዪ ኣንቴና እዚ ደቂቕ ሓሸራ እዚ ብህይወት ንምንባር ገዛእ ርእሱ ኼጽሪ ኣለዎ። ነዚ መሰረታዊ ዕዮ እዚ ኸመይ ገይሩ ይገብሮ፧ ንቕሑ! ብሩራዊ ጻጸ ሰሃራ ዘለዎ መከላኸሊ ሙቐት እዚ ፍሉይ ጻጸ እዚ፡ ሓደ ኻብቶም በቲ ንሙቐት ዘለዎም ተጻዋርነት ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዚስርዑ እንስሳታት እዩ። ብርቱዕ ሙቐት ኪጻወር ዝኸኣለ ብኸመይ እዩ፧ ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ጻጸ መገዲ ኸይዕጾ ዚጥቀሙሉ ሜላ ተነዲፉ ድዩ፧ ጻጸ መገዲ ኸይዕጾ ዚጥቀሙሉ ሜላ ትግርኛ ጻጸ መገዲ ኸይዕጾ ዚጥቀሙሉ ሜላ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502019461/univ/art/502019461_univ_sqr_xl.jpg ijwwd ዓንቀጽ 20