ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ዃን ፓብሎ ዘርመኞ፦ የሆዋ፡ ትርጉም ዘለዎ ህይወት ሂቡኒ

ዃን ፓብሎ ዘርመኞ፦ የሆዋ፡ ትርጉም ዘለዎ ህይወት ሂቡኒ

ብዙሓት ሰባት ሕማቕ ቍልዕነት ኣሕሊፎም ክነሶም፡ ርእሶም ንየሆዋ ምስ ወፈዩ ግና፡ ኣብ ህይወቶም ሰላምን ዕላማን ረኺቦም እዮም። ዃን ፓብሎ ንመኸተ ጕስጢ ኺሓድግን ናይ ሓቂ ትርጉም ህይወት ኪረክብን ወሰነ።