ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዑደት ቤት-ኤል

ቤት-ኤል ኢልና ኣብ እንጽውዖ ኣብያተ ጽሕፈትና ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ገሊኡ ኣብያተ ጽሕፈትና ብዘይ መራሕ ዑደት እዩ ዚግበር።

Tours Resumed: In many countries, we resumed tours of our branch offices on June 1, 2023. For details, contact the branch you would like to tour. Please do not visit if you test positive for COVID-19, display cold or flu-like symptoms, or have recently been exposed to someone who tested positive for COVID-19.

ብራዚል

ሓበሬታ ዑደት

ዑደት ሕዛእ

ሕዙእ ርአ ወይ ቀይር

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ

ዑደት

መጽሓፍ ቅዱስ—እቲ መጽሓፍን ደራሲኡን። እዚ ምርኢት እዚ፡ ነቲ ደራሲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝዀነ የሆዋ ኣምላኽ ዚግባኦ ኽብሪ ይህቦ፣ ነቲ ቐንዲ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝዀነ ማለት፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ድማ የጕልሕ። በጻሕቲ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ክሳዕ እዚ ግዜና ብኸመይ ተዓቂቡ ኸም ዝጸንሐ፡ ተቓወምቲ ነቲ ቦኽሪ መልእኽቱ ኪቕይርዎ ብዙሕ እኳ እንተ ጸዓሩ፡ የሆዋ ብኸመይ ኸም ዝዓቀቦ ኺዕዘቡ ይኽእሉ እዮም።

ታሪኻዊ ዑደት። እዚ ምርኢት እዚ፡ የሆዋ ኣብ ብራዚል ንዚግበር ዕዮ ስብከት መንግስቲ ኣምላኽ ንልዕሊ 120 ዓመት ብኸመይ ከም ዝባረኾ የርኢ። በጻሕቲ፡ ተቓውሞን መስጐጕትን እናኣጋጠሞም ክነሱ፡ ብዛዕባ ኣጀማምራን ዕቤትን እቲ ኣብ ብራዚል ዚግበር ዕዮ ዚገልጽ፡ ኣብዚ እዋን እዚ እተረኽበ ሓድሽን ታሪኻውን ሓበሬታ ኺርእዩ ይኽእሉ እዮም።

ኣድራሻን ቍጽሪ ተሌፎንን

ኣንፈት ሓብር