ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ብሪጣንያ

  • ለንደን፡ ዓዲ እንግሊዝ—ብድልድል ዌስትሚኒስተር ንዚሳገሩ ኣጋር የዘራርቡ

ሓጺር ሓበሬታ—ብሪጣንያ

  • ብዝሒ ህዝቢ—66,357,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—142,073
  • ጉባኤታት—1,599
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን474

ዕዮ ሕትመት

ኣብ ኣይርላንድን ብሪጣንያን ዚነብሩ ሰባት ብቛንቋኦም ይብሰሩ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ኣይርላንድን ብሪጣንያን ንዚነብሩ ሰባት ብቛንቋኦም ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኬበስርዎም ኣበርቲዖም ይጽዕሩ ኣለዉ። ሰባትከ እንታይ ምላሽ ሂቦም፧

ኣብ ማሕበረሰብ እነበርክቶ እጃም

መንእሰያት ኣብ ቤት ትምህርቲ ንዜጋጥሞም ድንደና ኺዋጽኡሉ ተሓጊዞም

ወዲ ዓሰርተ ዓመት ዝዀነ ሁጎ ንኻልኦት፡ ንድንደና ኺዋጽኡሉ ብምሕጋዙ፡ ዳያና ኣዋርድ ዚብሃል ሽልማት ረኺቡ። ኣምባሳደር ጸረ ድንደና ክኸውን ዝኸኣለኸ ብኸመይ እዩ፧