ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትርድኦ ምደለኻዶ፧

ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትርድኦ ምደለኻዶ፧

ዘየድልየካ

  • በሊሕ ኣእምሮ

  • ገንዘብ

  • ብዓይኒ ዕሙትካ ምእማን

ዜድልየካ

  • ‘ኣእምሮኻ ምጥቃም።’—ሮሜ 12:1

  • ትሕትና

መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሮ ገሊኡ ነገራት የገርመካ ይኸውን።