ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንወለዲ ዚኸውን ተወሳኺ ሓገዝ

ንወለዲ ዚኸውን ተወሳኺ ሓገዝ

ኣብዛ መጽሔት እዚኣ ዚርከብ ምዕዶ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ምዃኑ ኣስተብሂልካ ትኸውን ኢኻ። መጽሓፍ ቅዱስ ንነፍሲ ወከፍ ኣባል ስድራ ቤት ዚኸውን ብሉጽ መምርሒ ሒዙ ኣሎ። ኣብኡ ዘሎ መሰረታዊ ስርዓታት ንሰብ ናይ ምሕሳብን ናይ ምምዝዛንን ክእለቱ ኼመሓይሸሉ ይኽእል እዩ።—ምሳሌ 1:1-4

መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ ኣብ ህይወት ኣገዳሲ ዝዀነ ሕቶታት ይምልስ እዩ፣ ገለ ኻብኡ እንሆ፦

መልሲ እዚ ሕቶታት እዝን ካልእን ንምርካብ፡ ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትምርምሮ ኸነተባብዓካ ንፈቱ። ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ርአ። ናብ jw.org እቶ።