ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ኢንተርነት ናብ ዘሎ ጽሑፋትና ዚመርሕ ኣቋራጭ

ኣብ ኢንተርነት ናብ ዘሎ ጽሑፋትና ዚመርሕ ኣቋራጭ

ንቕሑ! ኻብዛ ሕታም እዚኣ ኣትሒዛ፡ ኮድ QR (ኲክ ሪስፖንስ) ሒዛ ኽትወጽእ እያ። እዚ እንታይ እዩ፧ ፍሉይ ኮድ ማትሪክስ ኰይኑ፡ ናብ ወብ ሳይትና ብቕልጡፍ ዜእትወካ እዩ። በዚ ንምጥቃም ዜድልየካ ነገር፡ ምስ ኢንተርነት እተራኸበት ካሜራ ዘለዋ ታብለት ወይ ስማርትፎን እዩ።

  1. ኮዳት QR ኬንብብ ዚኽእል ሶፍትዌር ኣፕሊኬሽን ኣራግፍ።

  2. ነቲ ኣፕሊኬሽን ክፈቶ።

  3. ነቲ ኮድ QR ስካን ግበሮ።

ብቐጥታ ናብ ወብ ሳይትና ኺወስደካ እዩ።